ኔዘርላንድ
ኔዘርላንድ Nederland | ||||
---|---|---|---|---|
ቅዋማዊት ሃገር ንግስነት ኔዘርላንድ | ||||
| ||||
ጭርሖ፦ Ik zal handhaven (ብዳች፦ «ክዕቅብ እየ») | ||||
መዝሙር፦ ዊልሄልመስ (ብዳች፦ «ዊልያም») | ||||
![]() | ||||
መስተማእዛኒታት | 52°19′00″ሰ 5°33′00″ምብ / 52.316666666667, 5.55 | |||
ርእሰ ከተማ | ኣምስተርዳም [1] | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ዳች [2] | |||
ኣካል | ቅዋማዊት ሃገር ንግስነት ኔዘርላንድ | |||
• ሃገር |
![]() | |||
ንጉስ ቀዳማይ ሚኒስተር |
ዊለም ኣለክሳንደር ማርክ ሩተ | |||
ስፍሓት | ||||
• ጠቕላላ | 41,543 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
• ማይ | 18,41 % ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
ብዝሒ ህዝቢ (2021) | ||||
• ጠቕላላ | 17,668,400 ተቐመጥቲ | |||
• ጻዕቂ | 415,6 ተቐመጥቲ/ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
ስም ተቐመጥቲ | ኔዘርላንዳዊ/ -ት | |||
ባጤራ | ዩሮ (€፣ EUR) | |||
ዞባ ግዜ | UTC+01:00፣ UTC+02:00፣ Atlantic Time Zone፣ Central European Time ከምኡ’ውን Europe/Amsterdam | |||
• ኣብ ክረምቲ | ግ.ክ.ኤ. (UTC +2:00) | |||
ተለፎናዊ ቅድመ ጥብቆ | +31፣ +599 | |||
ኮድ ኣይሶ | 528 / NLD / NL | |||
ዓውዲ ኢንተርነት | .nl | |||
https://www.government.nl/፣ https://www.gobiernodireino.nl/ ከምኡ’ውን https://www.gobiernudireino.nl/ ወግዓዊት መርበብ ሓበሬታ | ||||
ኣባል ናይ፦ ![]() | ||||
ኔዘርላንድ (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.፣ ኣደማምጻ ብዳች፦ /ኔደርላንድ/ ( ስማዕ))፣ ምስ ደሴታት ኣሩባ፣ ኩራሳውን ሲንት ማርተንን ብሓባር ንግስነት ኔዘርላንድ ይምስረታ፣ ካብ ኣርባዕቲኤን ዝዓበየት ቅዋማዊት ሃገር እያ። ኔዘርላንድ ኣባል ኤውሮጳዊ ሕብረት እያ።
እታ ሃገር መብዛሕትኡ ግዜ ከም ሆላንድ ተባሂላ እያ እትፍለጥ፣ ምኽንያቱ ስም እቲ ኣዝዩ ጸላዊ ወይ ኣገዳሲ ታሪኻዊ ዞባኣ፣ ኣብ ምዕራባዊ ክፋል እታ ሃገር ዝርከብ።